Shared reading på Tigrinja- ሓቢርካ ምንባብ

ሓቢርካ ምንባብ "Shared reading method" ዝኽተል ቀሊል ሓሳብ እዩ። ካብ ተሳታፊ ጠለባት ብዘይ ሓትት መገዲ ዝተፈላለዩ ስነ ጽሑፋት ከተስተማቕርን ንኽትዛነን ዝዕድም ጽቡቕ ባህላዊ ንጥፈት እዩ ። ሓደ ዝሰልጠነ ኣንባቢ ንጉጅለ ሰባት ሓጺር ዛንታ ወይ ግጥሚ ዓው ኢሉ የንብብ። ኣብ መንጎ ዕረፍቲ እንዳ...
This activity is completed or marked as expired
27.Mar
-
6:00pm

Practical

Enjoy code: 541363
Target groups
Elderly, Adult, Youth, Kids
Source
LinTicket
External information

Sponsored links

Details

ሓቢርካ ምንባብ "Shared reading method" ዝኽተል ቀሊል ሓሳብ እዩ። ካብ ተሳታፊ ጠለባት ብዘይ ሓትት መገዲ ዝተፈላለዩ ስነ ጽሑፋት ከተስተማቕርን ንኽትዛነን ዝዕድም ጽቡቕ ባህላዊ ንጥፈት እዩ ።

ሓደ ዝሰልጠነ ኣንባቢ ንጉጅለ ሰባት ሓጺር ዛንታ ወይ ግጥሚ ዓው ኢሉ የንብብ። ኣብ መንጎ ዕረፍቲ እንዳ ገበረ ከኣ ነቲ ዝተነበበ ጽሑፍ ንኣስተንትኖ ዝኸዉን ግዜ ይህብ። ተሳተፍቲ በቲ ንባብ ዝተበገሱ ስምዒታት፣ ሓሳባትን ተዘክሮታትን ከካፍሉ ከኣ ይተባብዑ። ተሳተፍቲ ኮፍ ኢሎም ክሰምዑ ጥራይ ውን ክመርጹ ይኽእሉ። እቲ ቀንዲ ሓሳብ ሰባት ርግኣት ዝስምዖም ቦታ ምፍጣር እዩ።

ነቲ ስነ-ጽሑፍ ዓው ኢልካ ኣብ ሓቀኛ ግዜ ምንባብ ማለት ኩሉ ሰብ ኣብ ናይ ሓባር ቀጥታዊ ተሞክሮ ንኽትሳተፍ ዕድል ይህብ። ነፍሲ ወከፍ ሰብ ነቲ ጽሑፍ ብናቱ መንገዲ ይመክሮ፡ እቲ ስነ-ጽሑፍ ግን ንነብስናን ንኻልኦትን ብዝበለጸ ንኽንርዳእ ዝሕግዘና ናይ ሓባር ቋንቋ ይህብ።

Norli - alt i bøker og rekvisita

Norli har tusenvis av bøker på lager, i tillegg til rekvisita, skolesaker, skolebøker og andre fagbøker.